ብስራት ኣገልግሎት ምኽሪ ንእትደልዩ ተቐማጦ ነርወይ!


Thanks! Share it with your friends!

You disliked this video. Thanks for the feedback!


Added by
28 Views
ኣገልግሎት ምኽሪ ዝወሃበሉ ግዝያት ሮቡዕን ቀዳምን ኮይኑ ኣብዞም ዝስዕቡ ሰዓታት እዩ።
ርቡዕ ካብ ሰዓት 17፡00 ክሳብ 19፡00
ቀዳም ካብ ሰዓት 13፡00 ክሳብ 18፡00
ኣቐዲምኩም Whatsapp ኣብዛ ተሌፎን መልእኽቲ ብምስዳድ ቆጸራ ምሓዝ ይከኣልክ። tlf. 92537384
Category
STAVANGER
Commenting disabled.